ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ሓምለ ገጽ 16
  • ተባዕ ምዃን ከቢድ ኣይኰነን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ተባዕ ምዃን ከቢድ ኣይኰነን
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ትባዕን . . . ስራሕን”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2017
  • “ጽናዕን ኣዚኻ ትባዕን”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
  • ኣትብዓኒ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ‘ጽንዑ: ትብዑ!’
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2003
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ሓምለ ገጽ 16
ሓንቲ መንእሰይ ሓብቲ ንመማህርታ ሞባይላ ገይራ ብትብዓት ትምስክረላ።

ክርስትያናዊ ህይወት

ተባዕ ምዃን ከቢድ ኣይኰነን

ትብዓት ኪብሃል ከሎ፡ ብርታዐ፡ ሓቦ፡ ጀግንነት ማለት ኰይኑ፣ ተባዕ ሰብ ግና ፈጺሙ ኣይፈርህን እዩ ማለት ኣይኰነን። የግዳስ፡ ንፍርሁ ኣሰኒፉ ስጕምቲ ይወስድ። የሆዋ ምንጪ ናይ ሓቂ ትብዓት እዩ። (መዝ 28:7) መንእሰያት ብኸመይ ትብዓት ኬርእዩ ይኽእሉ፧

ነታ ንፈርሃት ዘይኰነስ፡ ንተባዓት ምሰሎም ዘርእስታ ድራማዊት ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  • እቶም መንእሰያት እንታይ ትብዓት ዚሓትት ኵነታት እዩ ኣጋጢምዎም፧

  • ኣየናይ ጸብጻብ መጽሓፍ ቅዱስ እዩ ኽንተብዕ ዚሕግዘና፧

  • ተባዓት ምዃንና ንዓናን ነቶም ዚዕዘቡናን ዚጠቅም ብኸመይ እዩ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ