ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
ካብ ታሪኽ ጊብዖናውያን እንረኽቦ ትምህርቲ
ጊብዖናውያን ግብራዊ ጥበብ ኣርእዮም (እያ 9:3-6፣ it-1 930-931)
ዓበይቲ እስራኤል ንየሆዋ ብዘይምምኻሮም ጥበብ ከም ዝጐደሎም ኣርእዮም (እያ 9:14, 15፣ w11 15/11 8 ¶14)
ጊብዖናውያን ንእስራኤላውያን ብትሕትና ኣገልጊሎምዎም (እያ 9:25-27፣ w04 15/10 18 ¶14)
ጊብዖናውያን ስምረት የሆዋ ስለ ዝደለዩ፡ ትሕትና ዚሓትት ዕዮታት ይዓይዩ ነበሩ። ኣብዚ ግዜ እዚ ተመሳሳሊ ትሕትና ኸነርኢ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧