ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ሕዳር ገጽ 2
  • የሆዋ ነታ ምድሪ ብጥበብ መቓቐላ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ ነታ ምድሪ ብጥበብ መቓቐላ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ ኣብ ክንዲ እስራኤል ተዋግአ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ነቲ ኽቡር ውርሻኻ ተኸላኸለሉ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ናይ መወዳእታ ምሕጽንታ እያሱ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • የሆዋ ንህዝቡ ይፈልዮ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ሕዳር ገጽ 2
ስእልታት፦ 1. ያእቆብ ቀቅድሚ ሞቱ ንደቁ ይንበየሎም። 2. ኣብ ምድሪ ተስፋ ዚርከብ ኣብ መንጎ እቶም 12 ነገዳት እስራኤል እተመቓቐለ ቦታ ዜርኢ ካርታ።

ያእቆብ ንደቁ ኣብ መጻኢ ብዛዕባ ዚዀንዎ ይነግሮም

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

የሆዋ ነታ ምድሪ ብጥበብ መቓቐላ

የሆዋ፡ ነፍሲ ወከፍ ነገድ ኣበይ ከም ዚሰፍሩ ብዕጫ ኺውሰነሎም መምርሒ ሂቡ (እያ 18:10፣ it-1 359 ¶1)

የሆዋ ነቲ ያእቆብ ቀቕድሚ ሙማቱ እተነበዮ ትንቢት ከም ዚፍጸም ገበሮ (እያ 19:1፣ it-1 1200 ¶1)

የሆዋ ንህዝቢ እስራኤል ንስፍሓት እቲ ነፍሲ ወከፍ ነገድ ዚሰፍርዎ ምድሪ ኺውስኑ ፈቐደሎም (እያ 19:9፣ it-1 359 ¶2)

እታ ምድሪ ኣብ መንጎ ነገዳት እስራኤል ቅንእን ባእስን ብዘየምጽእ መገዲ እያ ተመቓቒላ ነይራ። እዚ ብዛዕባ እቲ የሆዋ ኣብ ሓዳስ ዓለም ንነገራት ዚሕዘሉ መገዲ እንታይ ምትእምማን እዩ ዜሕድረልካ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ