ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ሕዳር ገጽ 4
  • ካብ ዘይምርድዳእ እንረኽቦ መለበሚ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ካብ ዘይምርድዳእ እንረኽቦ መለበሚ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ናይ መወዳእታ ምሕጽንታ እያሱ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ብምሉእ ልብኻ ንየሆዋ ስዓቦ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ዕጉብን ትሑትን ክትከውን ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • የሆዋ ኣብ ክንዲ እስራኤል ተዋግአ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ሕዳር ገጽ 4
ብሸነኽ ምብራቕ ዮርዳኖስ ዚነብሩ ዝነበሩ እስራኤላውያን ካብ ካልኦት እስራኤላውያን ንዝቐረበሎም ጌጋ ኽሲ ምላሽ ይህቡ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ካብ ዘይምርድዳእ እንረኽቦ መለበሚ

ብሸነኽ ምብራቕ ዮርዳኖስ ዚነብሩ ዝነበሩ ነገዳት፡ ዓብዪ ምርኡይ መሰውኢ ሰርሑ (እያ 22:10)

ካልኦት ነገዳት ድማ ከም ጠላማት ገይሮም ከሰስዎም (እያ 22:12, 15, 16፣ w06 15/4 5 ¶3)

እቶም ብጌጋ እተኸስሱ ዝሃብዎ ልኡም ምላሽ፡ ካብ ምፍሳስ ደም ኣድሒኑ (እያ 22:21-30፣ w08 15/11 18 ¶5)

ብዘይውዓልናዮ ኽንክሰስ ከለናን ጽቡቕ ጌርና ኣብ ዘይንፈልጦ ጕዳይ ምላሽ ክንህብ ከለናን ካብዚ ጸብጻብ እዚ እንታይ ንምሃር፧—ምሳ 15:1፣ 18:13።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ