ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ሕዳር ገጽ 8
  • የሆዋ ንህዝቡ ንምድሓን ክልተ ኣንስቲ ተጠቕመ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ ንህዝቡ ንምድሓን ክልተ ኣንስቲ ተጠቕመ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ኣይትዋሰቦም”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ‘ኣነ ኣብ እስራኤል ኣደ ዀይነ ተንሳእኩ’
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2015
  • ስልጠና ዚውሃበሉ ጽቡቕ መገዲ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ክልተ ተብዓት ኣንስቲ
    መጽሓፈይ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታታት
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ሕዳር ገጽ 8
ነብዪት ዴቦራ ኣብ ትሕቲ ኦም ስየ ተቐሚጣ፡ ባራቅ ንህዝቢ ኣምላኽ ምእንቲ ኺሕግዞም ተተባብዖ።

ባራቅ ንህዝቢ ኣምላኽ ምእንቲ ኺሕግዞም ዴቦራ ተተባብዖ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

የሆዋ ንህዝቡ ንምድሓን ክልተ ኣንስቲ ተጠቕመ

ዜፍርህ ጸላኢ ንእስራኤላውያን ጨቈኖም (መሳ 4:3፣ 5:6-8፣ w15 1/8 13 ¶1)

የሆዋ ንህዝቡ ንምሕጋዝ፡ ንዴቦራ ኣተንስኣ (መሳ 4:4-7፣ 5:7፣ w15 1/8 13 ¶2፣ ኣብ ገበር ዘላ ስእሊ ርአ)

የሆዋ ንሲሳራ ንምቕታል ንያዔል ተጠቕመ (መሳ 4:16, 17, 21፣ w15 1/8 15 ¶2)

ስእልታት፦ 1. ነብዪት ዴቦራ ኣብ ትሕቲ ኦም ስየ ተቐሚጣ፡ ባራቅ ንህዝቢ ኣምላኽ ምእንቲ ኺሕግዞም ተተባብዖ። 2. ያዔል ኣብ ጥቓ እቲ ዓሚቝ ድቃስ ዝደቀሰ ሲሳራ፡ ሽኻል ድንኳንን ሞደሻን ሒዛ።

እዚ ታሪኽ እዚ፡ የሆዋ ብዛዕባ ንኣንስቲ ዘለዎ ኣኽብሮት እንታይ ይሕብረና፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ