ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ሕዳር ገጽ 11
  • ብመንፈስ ቅዱስ እተዓምመ ኸቢድ ዕዮ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ብመንፈስ ቅዱስ እተዓምመ ኸቢድ ዕዮ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ኣብ ትሕቲ ፈተና እሙናት”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2005
  • ዘ ኒው ዎርልድ ሶሳይቲ ኢን ኣክሽን ዘርእስታ ታሪኻዊት ቪድዮ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2001
  • ንሓድሽ ምድብ ብኸመይ ትለምዶ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2019
  • ምስ ወፈያኻ ተሰማሚዕካ ብመንፈስ ተመላለስ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2010
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ሕዳር ገጽ 11

ክርስትያናዊ ህይወት

ብመንፈስ ቅዱስ እተዓምመ ኸቢድ ዕዮ

ነታ “ዘ ኒው ዎርልድ ኢን ኣክሽን” ዘርእስታ ፊልም ዜፋልጥ ፖስተር።

ኣብ መላእ ታሪኽ፡ ኣገልገልቲ ኣምላኽ ብኽእለቶም ዘይኰነስ፡ ብሓገዝ የሆዋ ዜደንቕ ዕዮ ዓሚሞም እዮም። ብ1954 ውድብ የሆዋ ዘ ኒው ዎርልድ ሶሳይቲ ኢን ኣክሽን ዘርእስታ ፊልም ኣዳልያ ነይራ። እዛ ፊልም እዚኣ ብቐንዱ ተመክሮ ብዘይ ነበሮም ቤት-ኤላውያን እያ ተሰሪሓ። እዚ ኸቢድ ፕሮጀክት እዚ፡ ብመንፈስ የሆዋ ጥራይ እዩ ተዓሚሙ። ኣብ የሆዋ እንተ ተወኪልና፡ ኣብ እተዋህበና ዝዀነ ይኹን ዕዮ፡ ዕዉታት ክንከውን ከም እንኽእል ድማ ምትእምማን የሕድረልና።—ዘካ 4:6።

ነታ “ዘ ኒው ዎርልድ ሶሳይቲ ኢን ኣክሽን” እተዳለወትሉ መገዲ ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  • ብዛዕባ ዓለምለኻዊ ቐንዲ ቤት ጽሕፈት ፊልም ኪስራሕ እተወሰነ ስለምንታይ እዩ፧

  • እታ ፊልም፡ ቤት-ኤል ልክዕ ከም ኣካላት ሰብነት ከም ዝዀነት እተርኢ ብኸመይ እያ፧—1ቈረ 12:14-20

  • ኣሕዋት ነታ ፊልም ኪሰርሑ ኸለዉ እንታይ ዕንቅፋታት እዩ ኣጋጢምዎም፧ ብኸመይከ ሰጊሮምዎ፧

  • እዚ ዕማም እዚ፡ ብዛዕባ ናይ የሆዋ መንፈስ ቅዱስ እንታይ ይምህረና፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ