ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 መጋቢት ገጽ 10-11
  • ናይ በዓል ዝኽሪ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ መደብ 2022

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ናይ በዓል ዝኽሪ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ መደብ 2022
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ቀዳም 9 ሚያዝያ
  • ሰንበት 10 ሚያዝያ
  • ሰኑይ 11 ሚያዝያ
  • ሰሉስ 12 ሚያዝያ
  • ረቡዕ 13 ሚያዝያ
  • ሓሙስ 14 ሚያዝያ
  • ዓርቢ 15 ሚያዝያ
  • በዓል ዝኽሪ (ድሕሪ ጸሓይ ዕራርቦ)
  • ቀዳም 16 ሚያዝያ
  • ሰንበት 17 ሚያዝያ
  • ሰኑይ 18 ሚያዝያ
  • መደብ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ በዓል ዝኽሪ 2025
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2025
  • መደብ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ በዓል ዝኽሪ 2026
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2026
  • መደብ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ በዓል ዝኽሪ 2023
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • መደብ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ በዓል ዝኽሪ 2024
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2024
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 መጋቢት ገጽ 10-11

መደብ ናይ በዓል ዝኽሪ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ 2022

ቀዳም 9 ሚያዝያ

ጸሓይ ብራቕ

ጸሓይ ዕራርቦ (ኒሳን 8 ዚጅምር)

  • ዮሃንስ 11:55-12:1

ሰንበት 10 ሚያዝያ

የሱስ ኣብ መኣዲ ተቐሚጡ ኸሎ፡ ማርያም ቅዱይ ቅብኢ ኣብ ርእሱ ተፍስሰሉ።

ጸሓይ ብራቕ

ጸሓይ ዕራርቦ (ኒሳን 9 ዚጅምር)

  • ማቴዎስ 26:6-13

  • ማርቆስ 14:3-9

  • ዮሃንስ 12:2-11

የሱስ—መገዲ፡ ምዕ. 101

ሰኑይ 11 ሚያዝያ

የሱስ ኣብ ኣድጊ ተወጢሑ። እቶም ህዝቢ ድማ ክዳውንትን ጨናፍር ስየን ኣብ መገዲ የንጽፍሉ።

ጸሓይ ብራቕ

  • ማቴዎስ 21:1-11, 14-17

  • ማርቆስ 11:1-11

  • ሉቃስ 19:29-44

  • ዮሃንስ 12:12-19

የሱስ—መገዲ፡ ምዕ. 102

ጸሓይ ዕራርቦ (ኒሳን 10 ዚጅምር)

ሰሉስ 12 ሚያዝያ

የሱስ ኣብ ቤተ መቕደስ ንሰደቓታት ኣሽረፍቲ ይገለባብጥ።

ጸሓይ ብራቕ

  • ማቴዎስ 21:12, 13, 18, 19

  • ማርቆስ 11:12-19

  • ሉቃስ 19:45-48

  • ዮሃንስ 12:20-50

የሱስ—መገዲ፡ ምዕ. 103-104

ጸሓይ ዕራርቦ (ኒሳን 11 ዚጅምር)

ረቡዕ 13 ሚያዝያ

ሓንቲ ድኻ መበለት ኣብቲ ኣብ ቤተ መቕደስ ዝነበረ ሳጹን ምጽዋት ክልተ ሰናቲም ከተውድቕ ከላ የሱስን ሃዋርያቱን ይርእይዋ።

ጸሓይ ብራቕ

  • ማቴዎስ 21:19–25:46

  • ማርቆስ 11:20–13:37

  • ሉቃስ 20:1–21:38

የሱስ—መገዲ፡ ምዕ. 105-114

ጸሓይ ዕራርቦ (ኒሳን 12 ዚጅምር)

ሓሙስ 14 ሚያዝያ

ይሁዳ ኣስቆሮታዊ ምስቶም መራሕቲ ሃይማኖት ኰይኑ ውዲት ይኣልም።

ጸሓይ ብራቕ

  • ማቴዎስ 26:1-5, 14-16

  • ማርቆስ 14:1, 2, 10, 11

  • ሉቃስ 22:1-6

የሱስ—መገዲ፡ ምዕ. 115

ጸሓይ ዕራርቦ (ኒሳን 13 ዚጅምር)

ዓርቢ 15 ሚያዝያ

በዓል ዝኽሪ (ድሕሪ ጸሓይ ዕራርቦ)

የሱስን እቶም እሙናት ሃዋርያቱን ኣብ ድራር ጐይታ ኣብ መኣዲ ተቐሚጦም።

ጸሓይ ብራቕ

  • ማቴዎስ 26:17-19

  • ማርቆስ 14:12-16

  • ሉቃስ 22:7-13

ጸሓይ ዕራርቦ (ኒሳን 14 ዚጅምር)

  • ማቴዎስ 26:20-75

  • ማርቆስ 14:17-72

  • ሉቃስ 22:14-65

  • ዮሃንስ 13:1–18:27

የሱስ—መገዲ፡ ምዕ. 116-126

ቀዳም 16 ሚያዝያ

የሱስ ኣብ ጥቓ ሓደ ገበነኛ ኣብ ጕንዲ ስቅያት ተሰቒሉ።

ጸሓይ ብራቕ

  • ማቴዎስ 27:1-61

  • ማርቆስ 15:1-47

  • ሉቃስ 22:66–23:56

  • ዮሃንስ 18:28–19:42

የሱስ—መገዲ፡ ምዕ. 127-133

ጸሓይ ዕራርቦ (ኒሳን 15 ዚጅምር)

ሰንበት 17 ሚያዝያ

መራሕቲ ሃይማኖት ንጲላጦስ ይሕትትዎ።

ጸሓይ ብራቕ

  • ማቴዎስ 27:62-66

ጸሓይ ዕራርቦ (ኒሳን 16 ዚጅምር)

  • ማርቆስ 16:1

ሰኑይ 18 ሚያዝያ

መቓብር የሱስ ጥራዩ ዝጸንሐን ኣንስቲ ይስምብዳ።

ጸሓይ ብራቕ

  • ማቴዎስ 28:1-15

  • ማርቆስ 16:2-8

  • ሉቃስ 24:1-49

  • ዮሃንስ 20:1-25

የሱስ—መገዲ፡ ምዕ. 134-135

ጸሓይ ዕራርቦ (ኒሳን 17 ዚጅምር)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ