ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 መጋቢት ገጽ 12
  • ንየሆዋ ብትዕግስቲ ተጸበዮ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንየሆዋ ብትዕግስቲ ተጸበዮ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣሳልጦ ኽትረክብ ከለኻ ትሑት ኩን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ናይ ዳዊት ስልቲ ውግእ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ታሪኽ ትብዓትን ጕርሕን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ብየሆዋ ኣምላኽካ በርትዕ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 መጋቢት ገጽ 12
ዳዊትን ሓደ ኻብ ሰቡን ሳኦል ኪሓልፍ ከሎ ኣብ ድሕሪት በዓቲ ተሓቢኦም። ዳዊት ነቲ ሰይፊ ዝሓዘ ሰብኣይ ንሳኦል ከይቀትሎ ብምልክት ይነግሮ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ንየሆዋ ብትዕግስቲ ተጸበዮ

ዳዊት ካብ ፈተና ኺገላገል ኣጋጣሚ ነይርዎ (1ሳሙ 24:3-5)

ዳዊት ኵነታቱ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ብኸመይ ከም ዚርአ ብምሕሳብ ርእሱ ገቲኡ (1ሳሙ 24:6, 7)

የሆዋ ነቲ ጕዳይ ከም ዚፈትሖ ዳዊት እምነት ነይርዎ (1ሳሙ 24:12, 15፣ w04 1/4 16 ¶8)

ኵነታትና ንምቕያር፡ ቅዱሳት ጽሑፋት ዘይድግፎ ኣብ ክንዲ እንገብር፡ ከም ዳዊት ንሕና እውን ንየሆዋ ብትዕግስቲ ኽንጽበዮ ኣሎና።—ያእ 1:4፣ w04 6/1 22-23።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ