ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 መጋቢት ገጽ 14
  • ከይሓሰብካ ዲኻ ስጕምቲ እትወስድ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ከይሓሰብካ ዲኻ ስጕምቲ እትወስድ፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ጽቡቕ ሓሳብ ንሓሳብ ንምልውዋጥ ዚሕግዝ ትምህርቲ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ንየሆዋ ልብኻ ብጸሎት ክፈተሉ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ኣቢጋይልን ዳዊትን
    መጽሓፈይ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታታት
  • ብምስትውዓል ስጕምቲ ወሰደት
    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 መጋቢት ገጽ 14
ስእልታት፦ 1. ኣቢጋይል ምስ ኣገልገልታ ምግቢ ሒዞም ምስ መጹ፡ ዳዊት ንዕጡቓቱ ደው የብሎም። 2. ኣቢጋይል ንዳዊት ተምበርኪኻ ትልምኖ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ከይሓሰብካ ዲኻ ስጕምቲ እትወስድ፧

ዳዊት ምኽንያታዊ ሕቶ እኳ እንተ ኣቕረበ፡ ውርደት እዩ ኣጋጢምዎ (1ሳሙ 25:7-11፣ ia 78 ¶10-12)

ዳዊት ኣብ ቤት ናባል ንዚርከብ ሰብኣይ ዘበለ ኪቐትል ተላዕለ (1ሳሙ 25:13, 21, 22)

ኣቢጋይል ንዳዊት ኣብ ዕዳ ደም ከይኣቱ ሓጊዛቶ (1ሳሙ 25:25, 26, 32, 33፣ ia 80 ¶18)

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፦ ‘ኪቝጣዕ ከለኹ፡ ኪዕድግ ከለኹ ወይ ተስፋ ኪቘርጽ ከለኹ፡ ከይሓሰብኩ ስጕምቲ እወስድ ድየ፧’—ምሳ 15:28፣ 22:3።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ