ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ሓምለ ገጽ 10
  • ዋጋ ጥበብ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ዋጋ ጥበብ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ነታ “ናይ ላዕሊ ጥበብ” ኣብ ህይወትካ ትዓይየላዶ ኣለኻ፧
    ንየሆዋ ቕረቦ
  • ሰሎሞን ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ብትሕትናን ካብ ልቡን ዘቕረቦ ጸሎት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ካብ ልቦም ብትግሃት ሃነጹ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ሰሎሞን ብጥበብ ገዝአ
    መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መልእኽቲ ሒዙ ኣሎ፧
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ሓምለ ገጽ 10
ሰሎሞን ንሓደ ቘልዓ ናተይ እዩ ናተይ እባ ብምባል ጉዳይየን ንዘቕረባ ኽልተ ኣመናዝር ይፈርድ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ዋጋ ጥበብ

ሰሎሞን ጥበብ ኪህቦ ንየሆዋ ሓቲትዎ (1ነገ 3:7-9፣ w11 15/12 8 ¶4-6)

ልመና ሰሎሞን ንየሆዋ ኣሐጒስዎ (1ነገ 3:10-13)

ሰሎሞን ንኣምላኻዊ ጥበብ ኣኽቢሩ ይርእዮ ስለ ዝነበረ፡ እቲ ህዝቢ ብደሓን ይነብር ነይሩ (1ነገ 4:25)

ጥበበኛ ሰብ ንፍልጠትን ምስትውዓልን ብሓንሳእ ኣጣሚሩ ግብራዊ ብዝዀነ መገዲ ይጥቀመሉ እዩ። ጥበብ ካብ ወርቂ ይበልጽ እዩ። (ምሳ 16:16) ንኣምላኽ ብምልማንን ንዕኡ ብምፍራህን ትሑታት ብምዃንን ንቓሉ ኣዕሚቝና ብምዅዓትን ጥበብ ከነጥሪ ንኽእል ኢና።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ