ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ሕዳር ገጽ 7
  • ህርፋን ስልጣን ዝነበራ እክይቲ ሰበይቲ ተቐጺዓ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ህርፋን ስልጣን ዝነበራ እክይቲ ሰበይቲ ተቐጺዓ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ዮኣስ ብሰንኪ ሕማቕ ዕርክነት ንየሆዋ ሓደጎ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
  • “ብዘላ ቤት ኣከኣብ . . . ክትጠፍእ እያ”—2ነገ 9:8
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ትብዓት የሆያዳ
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • የሆዋ ዘይተጸበይዎ ገይሩ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ሕዳር ገጽ 7

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ህርፋን ስልጣን ዝነበራ እክይቲ ሰበይቲ ተቐጺዓ

ዓታልያ ንዘርኢ ንጉስ ኣጥፊኣ፡ ኣብ ይሁዳ ነጊሳ (2ነገ 11:1፣ it-1 209፣ ነታ “‘ብዘላ ቤት ኣከኣብ . . . ክትጠፍእ እያ—2ነገ 9:8’” ዘርእስታ ሰሌዳ ርአ)

የሆሸባ ነቲ ወራሲ ዝፋን ዚዀነ ዮኣስ ሓቢኣቶ (2ነገ 11:2, 3)

ሊቀ ኻህናት የሆያዳ ንዮኣስ ኣንጊሱ፡ ነታ ኻብ ቤት ኣከኣብ ናይ መወዳእታ ዝተረፈት ክትከውን እትኽእል እክይቲ ዓታልያ ቐቲልዋ (2ነገ 11:12-16፣ it-1 209)

ንምስትንታን ዚኸውን፦ እዚ ጸብጻብ እዚ፡ ንሓቅነት ምሳሌ 11:21ን መክብብ 8:12, 13ን ዜረጋግጽ ብኸመይ እዩ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ