ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 መጋቢት ገጽ 10
  • ንጥበብ ኣኽቢራ ርእያታ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንጥበብ ኣኽቢራ ርእያታ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንየሆዋ ስለቲ ጥበቡ ወድሶ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ብዙሕ ዓስቢ እተረኽበሉ ምብጻሕ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1999
  • መንፈስ ልግሲ ክዓስል ከሎ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1999
  • ሕግታት የሆዋ ጥበብን ፍትሕን የንጸባርቕ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 መጋቢት ገጽ 10
ንግስቲ ሳባ ንንጉስ ሰሎሞን ህያብ ትወስደሉ። ንሱ ድማ ተንሲኡ ይቕበላ። መዘምራንን ሓለውትን ኣብ ትሕቲ ዙፋን ሰሎሞን ደው ኢሎም።

ንግስቲ ሳባ፡ ኣብ ቤተ መንግስቲ ንጉስ ሰሎሞን ዑደት ትገብር

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ንጥበብ ኣኽቢራ ርእያታ

ንግስቲ ሳባ ንሰሎሞን ምእንቲ ኽትርእዮ ነዊሕን ኣድካምን ጕዕዞ ገይራ (2ዜና 9:1, 2፣ w99 1/11 20 ¶4፣ w99 1/7 30 ¶4-5)

ጥበብን ሃብትን ሰሎሞን ኣዝዩ መሲጡዋ (2ዜና 9:3, 4፣ w99 1/7 30-31፣ ስእሊ ገበር ርአ)

እቲ ዝረኣየቶ ነገር ንየሆዋ ኽትውድሶ ደሪኽዋ (2ዜና 9:7, 8፣ it-2 990-991)

ንግስቲ ሳባ ምስ ቃፍላይ ኣግማላ ንንጉስ ሰሎሞን ክትበጽሖ ትጓዓዝ።

ንግስቲ ሳባ ንጥበብ ኣዝያ ኣኽቢራ ትርእያ ስለ ዝነበረት፡ ምእንቲ ኽትረኽባ ብዙሕ መስዋእቲ ኽትከፍል ፍቓደኛ ዀይና እያ።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ንጥበብ ከም ሕቡእ መዛግብቲ ገይረ ኽደልያ ፍቓደኛ ድየ፧’—ምሳ 2:1-6።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ