ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 መጋቢት ገጽ 15
  • ኣብ የሆዋ ኸም እንውከል ዜርኢ ውሳነታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣብ የሆዋ ኸም እንውከል ዜርኢ ውሳነታት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • መዓልታዊ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብብ፡ ጥበብ ከኣ ድለ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ግስጋሰኻ መዝግብ
    ኣብ ምንባብን ኣብ ምምሃርን ትጋህ
  • ንየሆዋ ባህ ዜብሎ ውሳነታት ግበር
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2025
  • ዘይንፈልጦ ነገራት ከም ዘሎ ብትሕትና ኣሚንና ንቀበል
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2025
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 መጋቢት ገጽ 15

ክርስትያናዊ ህይወት

ኣብ የሆዋ ኸም እንውከል ዜርኢ ውሳነታት

መዓልቲ መዓልቲ ብዙሕ ውሳነታት ንገብር ኢና። ኣብ ዓለም ዘለዉ ሰባት መብዛሕታኡ ግዜ፡ ኣብ ስምዒቶም ወይ ካልኦት ኣብ ዝገበርዎ ውሳነ ተመርኲሶም እዮም ውሳነ ዚገብሩ። (ዘጸ 23:2፣ ምሳ 28:26) በቲ ኻልእ ሸነኽ ግና፡ እቶም ኣብ የሆዋ ዚውከሉ ብስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ተመሪሖም ውሳነታት ብምግባር ‘ንዕኡ የስተብህሉሉ’ እዮም።—ምሳ 3:5, 6።

እዘን ጥቕስታት ኣብ ኣየናይ ኵነታት ጽቡቕ ውሳነ ኽትገብር ከም ዚሕግዛኻ ጽሓፍ።

  • ማቴ 6:33

  • ሮሜ 12:18

  • 1ቈረ 10:24

  • ኤፌ 5:15, 16

  • 1ጢሞ 2:9, 10

  • እብ 13:5

ነታ ንዘይእሙናት ዘይኰነስ፡ ንእሙናት ምሰሎም—ንፈርኦን ዘይኰነስ፡ ንሙሴ ዘርእስታ ድራማዊት ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ፡ ነዛ እትስዕብ ሕቶ መልሳ፦

“ንዘይእሙናት ዘይኰነስ፡ ንእሙናት ምሰሎም—ንፈርኦን ዘይኰነስ፡ ንሙሴ” ኻብ ዘርእስታ ቪድዮ እተወስደ። ሓደ ሓው ናብ እተመደበሉ ኣኼባ ዞባ ኪኸይድ ከሎ፡ ካብ ስራሑ ህጹጽ ተሌፎን ይድወሎ።

ነቲ ሓው፡ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ኣብነት፡ ጽቡቕ ውሳነ ኺገብር ዝሓገዞ ብኸመይ እዩ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ