ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ሕዳር ገጽ 3
  • “ኣዋህሊልካ ኣቐምጥ”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ኣዋህሊልካ ኣቐምጥ”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ሃቡ”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ስለቲ ፍቕርኹም ንየሆዋ ነመስግኖ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ዋጋ እተን “ክልተ ሰናቲም”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ‘ንየሆዋ ዚውሃብ ኣብ ኢድና ዘሎ ህያብ’
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ሕዳር ገጽ 3
ሓንቲ ብዕድመ ዝደፍአት ሓብቲ ኣብቲ ኣብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ዚርከብ ውጽኢት ሳጹን ወፈያ ትገብር። ስእልታት፦ 1. ኣሕዋትን ኣሓትን ኣብ ፕሮጀክት ህንጸት ይሕግዙ። 2. መደብ ፈነወ JW። 3. ኣሕዋትን ኣሓትን ረድኤት ካብ ጽዕነት ማኪና የራግፉ።

ክርስትያናዊ ህይወት

“ኣዋህሊልካ ኣቐምጥ”

እንገብሮ ወፈያ ብሃንደበት ኪኸውን የብሉን። ኣብ ክንዳኡስ፡ ከምቲ ሃዋርያ ጳውሎስ ዝበሎ፡ ወትሩ ‘ኣዋህሊልና ኸነቐምጥ’ ኣሎና። (1ቈረ 16:2) ነዚ ብድራኸ መንፈስ ኣምላኽ እተጻሕፈ ምኽሪ ምስዓብ፡ ንንጹህ ኣምልኾ ኸነደንፍዕ ይሕግዘና፡ ሓጐስ ድማ የምጽኣልና። እቲ እንገብሮ ወፈያ ኣዝዩ ሒደት ኰይኑ እኳ እንተ ተሰምዓና፡ የሆዋ ግና ነቲ ብጥሪትና ንዕኡ ንምኽባር እንገብሮ ወፈያ ኣዝዩ የማስወሉ እዩ።—ምሳ 3:9።

ነታ ኣዋህሊልኩም ስለ እተቐምጡ ነመስግነኩም ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  • ብመደብ ገንዘባዊ ወፈያ ምግባር እንታይ ጥቕምታት ኣለዎ፧

  • ገሊኦም ብኸመይ እዮም ‘ኣዋህሊሎም ኣቐሚጦም’፧

ተወሳኺ ሓበሬታ ንምርካብ ኣብ ኢንተርነት እውን ርአ

ሳንቲም ዝሓዘት ኢድ እተርኢ ምልክት “ወፈያ”

ዕዮ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ንምድጋፍ፡ ብፍታው ወፈያ ኽትገብር እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧ ነቲ ኣብ ቀንዲ ገጽ JW ላብረሪ ኣፕሊኬሽን (JW Library® app) ኣብ ታሕቲ ዚርከብ “ወፈያታት” ዚብል ሊንክ ጠውቕ። ኣብ ሓያሎ ሃገራት ንናይ የሆዋ መሰኻኽር ዚግበር ወፈያ—ብተደጋጋሚ ዚሕተት ሕቶታት ናብ ዚብል ሰነድ ዚወስድ “ሕቶታት” ዚብል ሊንክ ኣሎ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ