ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ሕዳር ገጽ 8
  • “ሰብዶ ንኣምላኽ ኪጠቕሞ ይኽእል እዩ፧”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ሰብዶ ንኣምላኽ ኪጠቕሞ ይኽእል እዩ፧”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ከተጸናንዕ ከለኻ ኣብነት ኤሊፋዝ ኣይትስዓብ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ንግጉይ ኣተሓሳስባ ተጻረሮ!
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2005
  • ንግጉይ ሓበሬታ ተጠንቀቐሉ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ፍቓድ የሆዋ ገይሮም እዮብ ንጽህንኡ ብምሕላዉ ዓስቢ ረኸበ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1998
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ሕዳር ገጽ 8

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

“ሰብዶ ንኣምላኽ ኪጠቕሞ ይኽእል እዩ፧”

ኤሊፋዝ: ሰባት ንኣምላኽ ምንም ከም ዘይጠቕምዎ እዩ ዚገልጽ ነይሩ (እዮ 22:1, 2፣ w05 15/9 27 ¶1-3)

ኤሊፋዝ፡ ጻድቃን እውን እንተ ዀንና ንኣምላኽ ከም ዘየገድሶ እዩ ዚገልጽ ነይሩ (እዮ 22:3፣ w95 15/2 27 ¶6)

ነቲ ዜባጭወሉ ምላሽ ብምሃብ ንየሆዋ ኸነሐጕሶ ንኽእል ኢና (ምሳ 27:11፣ w03 15/4 14-15 ¶10-12)

ሓንቲ ብዕድመ ዝደፍአት ሓብቲ ኣብ ኣገልግሎት ማዕጾ ተኳሕኵሕ።

ንምስትንታን ዚኸውን፦ ነቲ ዅሉ ዚኽእል ከም እትጠቅም ምፍላጥካ እንታይ ተሰሚዑካ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ