ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w24 ሓምለ ገጽ 32
  • ብትግሃት ብምጽናዕ ንቓሕ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ብትግሃት ብምጽናዕ ንቓሕ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2024
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ ንዳንኤል ዘደንቕ ሽልማት ይመባጽዓሉ
    ንትንቢት ዳንኤል ኣቕልበሉ!
  • ካብ ዳንኤል ተምሃር
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2023
  • መጽሓፍ ዳንኤልን ንስኻን
    ንትንቢት ዳንኤል ኣቕልበሉ!
  • ካብ ኣምላኽ ብእተላእከ መልኣኽ ተበራቲዑ
    ንትንቢት ዳንኤል ኣቕልበሉ!
ዝያዳ ርአ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2024
w24 ሓምለ ገጽ 32

ፕሮጀክት መጽናዕቲ

ብትግሃት ብምጽናዕ ንቓሕ

ዳንኤል 9:1-19 ኣንብብ እሞ፡ ብትግሃት ምጽናዕ ዘለዎ ኣገዳስነት ርአ።

ነቲ ኣብ ከባቢኡ ዘሎ ሓሳባት መርምሮ። ቀቅድሚኡ እንታይ ፍጻመታት ኣጋጢሙ፧ እዚኸ ንዳንኤል ብኸመይ ጸልይዎ፧ (ዳን. 5:29–6:5) ንስኻ ዳንኤል እንተ ትኸውን ኔርካ፡ ከመይ ምተሰምዓካ፧

ኣዕሚቝካ ዅዓት። ዳንኤል ነየኖት “ቅዱሳት መጻሕፍቲ” እዩ ተወኪሱ ኪኸውን ዚኽእል፧ (ዳን. 9:2፡ እ.ጽ.፣ w11 1/1 22 ¶2) ስለምንታይ እዩ ዳንኤል ሓጢኣቱን ሓጢኣት ህዝቢ እስራኤልን እተናዘዘ፧ (ዘሌ. 26:39-42፣ 1 ነገ. 8:46-50፣ dp 182-184) ዳንኤል ትጉህ ተምሃራይ ቃል ኣምላኽ ምንባሩ፡ ካብ ጸሎቱ ብኸመይ ክንርኢ ንኽእል፧—ዳን. 9:11-13።

ትምህርቲ ርኸብ። ንርእስኻ ኸምዚ ኢልካ ሕተት፦

  • ‘ብፍጻመታት ዓለም ኣንፈተይ ምእንቲ ኸይስሕት ብኸመይ ክጥንቀቕ እኽእል፧’ (ሚክ. 7:7)

  • ‘ከም ዳንኤል ቃል ኣምላኽ ብትግሃት እንተ ኣጽኒዐ፡ ብኸመይ እየ ዝጥቀም፧’ (w04 1/8 12 ¶17)

  • ‘እንታይ ንብሕታዊ መጽናዕቲ ዚኸውን ርእሰ ነገራት እዩ “ኽነቅሕ” ዚሕግዘኒ፧’ (ማቴ. 24:42, 44፣ w12 15/8 5 ¶7-8)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ