ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w25 ነሓሰ ገጽ 32
  • ካብ ሕድጋታዊ መወከሲታት ተጠቐም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ካብ ሕድጋታዊ መወከሲታት ተጠቐም
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2025
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ምኽሪ መጽናዕቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2023
  • ምኽሪ መጽናዕቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2023
  • ብሓንቲ ኢድካ ኽትሕዞ እትኽእል ቤተ መጻሕፍቲ
    ወፈያኻ ኣብ ምንታይ መዓላ ይውዕል፧
  • ንመዓልታዊ ህይወትካ ዚኸውን ጥበብ ኣብ JW.ORG ድለ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ዝያዳ ርአ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2025
w25 ነሓሰ ገጽ 32

ምኽሪ መጽናዕቲ

ካብ ሕድጋታዊ መወከሲታት ተጠቐም

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም ዚርከብ ሕድጋታዊ መወከሲታት ናብቲ ተወሳኺ ዝርዝር ሓበሬታት ክትረኽበሉ እትኽእል ጥቕስታት ብምሕባር፡ ኣብ ውሽጢ መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎ ውሽጣዊ ስኒት የርኢ። ሕድጋታዊ መወከሲታት በቲ ንቓላት ስዒቡ ዚርከብ ንኣሽቱ ፊደላት ተሓቢሩ ኣሎ። ኣብቲ ብወረቐት እተሓትመ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ናብቲ ኣብ ማእከል ኣብ ዚርከብ ዓምዲ ዘሎ ተመሳሳሊ ፊደል ብምኻድ፡ ነቲ ምስኡ ዚዛመድ ጥቕስታት ክትረኽቦ ትኽእል ኢኻ። ኣብ jw.org ወይ ኣብ ኣፕሊኬሽን JW Library ኸኣ፡ ነቲ ፊደላት ብምጥዋቕ ናብቲ ኣብቲ መወከሲ ዚርከብ ጥቕስታት ክትከይድ ትኽእል ኢኻ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት ናብዚ ስዒቡ እተገልጸ ሓበሬታን ናብ ካልእ ሓበሬታን ኬመልክተካ ይኽእል፦

ተመሳሳሊ ጸብጻብ፦ እቲ መወከሲ፡ ተመሳሳሊ ዛንታ ናብ እተመዝገበሉ ኻልእ ቦታ ይሕብር። ንኣብነት፡ 2 ሳሙኤል 24:1ን 1 ዜና መዋእል 21:1ን ርአ።

ጥቕሲ፦ እቲ መወከሲ፡ ገሊኡ ሓረግ ወይ ቃላት ካበይ ከም እተጠቕሰ ይሕብር። ንኣብነት፡ ማቴዎስ 4:4ን ዘዳግም 8:3ን ርአ።

እተፈጸመ ትንቢት፦ እቲ መወከሲ፡ ንሓደ ትንቢት ምስ ፍጻመኡ የተኣሳስሮ። ንኣብነት፡ ማቴዎስ 21:5ን ዘካርያስ 9:9ን ርአ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ