ተወሳኺ ሓበሬታ ^ [1] (ሕጡብ ጽሑፍ 1) የሱስ ከም ምልክት ሲቪላዊ ስልጣን ወይ መንግስቲ ገይሩ ነቲ ኣብቲ ግዜ ዝለዓለ ሰብኣዊ ገዛኢ ዝነበረ ቄሳር እዩ ጠቒስዎ።