እግረ ጽሑፍ ወይ፡ “ነፍሳትኩም ድማ ኣሕስሙ።” ብሓፈሻኡ፡ “ርእስኻ ምሕሳም” ንእተፈላለየ ዓይነት ርእሰ ምሕሳም፡ እንተላይ ንጾም ከም ዜመልክት ጌርካ እዩ ዚውሰድ።