እግረ ጽሑፍ a ኣብ መንጎ እታ ፍልማዊት ካሜራን ኣዒንትናን ዘሎ ምስስል፡ ክሳዕ እቲ ዮሃንስ ኬፕለር ኣብ መበል 17 ዘመን ዝገለጸሉ እዋን፡ ምዕራባውያን ምሉእ ብምሉእ ኣይርድእዎን እዮም ነይሮም።