እግረ ጽሑፍ
a ሓያሎ ትርጉማት መጽሓፍ ቅዱስ ንስም ኣምላኽ ሓዲጉ፡ በቲ “ጐይታ” ወይ “እግዚኣብሄር” ዚብል መዓርጋት ተኪእዎ ኣሎ፣ ገሊኡ ትርጉማት ድማ፡ ንስም ኣምላኽ ኣብ እተወሰነ ጥቕስታትን እግረ ጽሑፋትን ጥራይ ኣእትይዎ ይርከብ። መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም ግና ንመለኮታዊ ስም ኣብ ብምሉኡ እቲ ትርጉም ብብዝሒ እዩ ዚጥቀመሉ።