ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት

እግረ ጽሑፍ

b መብዛሕትኡ ግዜ ኣብቶም ካብ ሓደ ክሳዕ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ዝዕድሚኦም ህጻናት ዘጋጥም ሃንደበታዊ ሞት ዕሸል (ሲድስ): ጥዑያት ህጻናት ምኽንያቱ እዚ ኢዩ ክበሃል ዘይከኣል ሃንደበት ምስ ዝሞቱ ዝወሃብ ስያመ ኢዩ። እቲ ህጻን ኣብ ክንዲ ብገጹ ብሕቝኡ ወይ ንጐድኒ ከም ዝድቅስ እንተድኣ ተገይሩ: ኣብ ገሊኡ ኵነታት እቲ ናይ ሙማት ተኽእሎ ክውገድ ከም ዝከኣል ኢዩ ዝእመን። ይኹን እምበር: ንነፍሲ ወከፍ ናይ ሃንደበታዊ ሞት ዕሸል (ሲድስ) ሕማም ዝከላኸል ናይ ኣደቓቕሳ ኣገባብ የለን።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ