እግረ ጽሑፍ
b መጽሓፍ ቅዱስ፡ “የሆዋ ግና ኣብቲ ንፋስ . . . ኣብቲ ምንቅጥቃጥ ምድሪ . . . ኣብቲ ሓዊ ኣይነበረን” ይብለና። ኣገልገልቲ የሆዋ ኸምቶም ናይ ተፈጥሮ ኣማልኽቲ ዜምልኹ ሰባት ኣብ ናይ ተፈጥሮ ሓይልታት ኪረኽብዎ ሃሰስ ኣይብሉን እዮም። እቲ ንሱ ዝፈጠሮ ዝዀነ ይኹን ነገራት ኪሕዞ ኣይክእልን እዩ።—1 ነገስት 8:27።