እግረ ጽሑፍ b እታ “ምጭናቕ” ተተርጒማ ዘላ ናይ ግሪኽኛ ግሲ “ኣእምሮ ኸም ዜስግል ምግባር” ዚብል ትርጉም እዩ ዘለዋ። እዚ ድማ ከምቲ ኣብ ማቴዎስ 6:25 ተገሊጹ ዘሎ፡ ነቲ ንኣእምሮኻ ኸም ዜስግል ወይ ከም ዚከፋፈል ብምግባር ሓጐስካ ዜጥፍእ ጭንቀት እዩ ዜመልክት።