እግረ ጽሑፍ c ካብ መጠን ንላዕሊ ምጭናቕ ምስ ልብን ደምን እተተሓሓዘ ሕማምን ዕድመ ኼሕጽር ዚኽእል ካልእ እተፈላለየ ሕማማትን ኬምጽእ ከም ዚኽእል ስነ ፍልጠታዊ መጽናዕቲ ይሕብር።