እግረ ጽሑፍ b ኣብታ ብማሕበር ግምቢ ዘብዐኛ መጽሓፍ ቅዱስን ትራክትን ትካል ኒው ዮርክ እተሓትመት መፍትሕ ሓጐስ ስድራቤት እትበሃል መጽሓፍ (እንግሊዝኛ) ካብ ምዕራፍ 5 ክሳዕ 7 ርአ።