እግረ ጽሑፍ
a ብማክሊንቶክን ስትሮንግን እተዳለወ ሳይክሎፔድያ ከምዚ ይብል:- “እቶም ኣብ ሓድሽ ኪዳን ተጠቒሶም ዘለዉ ተገውቲ ምስቶም ኣህዛብ ቀጻሊ ርክብ ስለ ዝነበሮም: ብፍታዎም ድማ መሳርሒ ናይቲ ጨቋኒ ብምዃኖም ከም ዓለወኛታትን ከሓድትን ኢዮም ዝቝጸሩ ነይሮም። ምስ ሓጢኣተኛታት ኢዮም ዝምደቡ ነይሮም። . . . የግልልዎም ስለ ዝነበሩ ዋላ ሓደ ካብቶም ተራ ህዝቢ ምስኦም ዝሓብር ኣይነበረን። ኣዕሩኽ ወይ ብጾት ዝዀኑዎም ካብቶም ከምኦም ዝበሉ በቲ ሕብረተሰብ እተጠልዩ ሰባት ኢዮም ዝረኽቡ።”