እግረ ጽሑፍ
a ኣብ ትንቢት ኢሳይያስ: የሆዋ ንባዕሉ “ንጽድቂ ኸም ድርዒ ገይሩ ተኸድኖ” ተባሂሉ ኣሎ። በዚ ምኽንያት እዚ ድማ ኣብ ጉባኤ ንዜገልግሉ ተዓዘብቲ ፍትሒ ኼውጽኡን ጽድቂ ኺገብሩን እዩ ዚደልዮም።—ኢሳይያስ 59:14, 15, 17