እግረ ጽሑፍ a ክርስትና ናብ ደማስቆ ዝኣተወ ድሕሪ እቲ የሱስ ኣብ ገሊላ ዝገበሮ ስብከት ወይ ድሕሪ ጴንጠቆስጠ 33 ከ.ኣ.ዘ. እዩ ኪኸውን ዚኽእል።—ማቴዎስ 4:24፣ ግብሪ ሃዋርያት 2:5