ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት

እግረ ጽሑፍ

a ንጉስ እታ ጥንታዊት እስራኤል ዝነበረ ዳዊት: ነታ ኣብ ኢድ ይቡሳውያን ዝነበረት ምድራዊት ዕርድቲ እምባ ጽዮን ብምቍጽጻር ርእሲ ኸተማኡ ገበራ። (2 ሳሙኤል 5:6, 7, 9) ነቲ ቕዱስ ታቦት እውን ናብኡ ኣግዓዞ። (2 ሳሙኤል 6:17) እቲ ታቦት ምስ ህላወ የሆዋ ዚተሓሓዝ ስለ ዝዀነ: ጽዮን: ኣምላኽ ዚነብረላ ቦታ ተባሂላ ተጠቒሳ ኣላ፣ ስለዚ ንሰማይ ከተመልክት እትኽእል ብቕዕቲ ተምሳል እያ።—ዘጸኣት 25:22፣ ዘሌዋውያን 16:2፣ መዝሙር 9:11፣ ራእይ 11:19

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ