እግረ ጽሑፍ a ማሕተም ካይላ ንኣገዳሲ ሰነድ ዚኣስር ገመድ ንምሕታም ዜገልግል ንእሽቶ ካይላ እዩ። እቲ ኻይላ ድማ መንነት እቲ ወናኒ ወይ እቲ ለኣኺ ብዚገልጽ ማሕተም ይሕተም ነበረ።