እግረ ጽሑፍ
a መጽሓፍ ቅዱስ ነዚ ማእከል ናይ ሓቂ ኣምልኾ ዝነበረ ቦታ “መቕደስ” ኢሉ እዩ ዚጽውዖ። ይኹን እምበር: ኣብቲ እዋን ታሪኽ እስራኤል: እቲ ታቦት ኪዳን ኣብ ድንኳን ወይ ማሕደር እዩ ዚቕመጥ ነይሩ። እቲ ናይ መጀመርታ ዘይንቀሳቐስ ቤተ መቐደስ የሆዋ ኣብ እዋን ግዝኣት ንጉስ ሰሎሞን እዩ ተሃኒጹ።—1 ሳሙኤል 1:9፣ 2 ሳሙኤል 7:2, 6፣ 1 ነገስት 7:51፣ 8:3, 4