እግረ ጽሑፍ a ክፍሊ ቲኦክራስያዊ ኣብያተ-ትምህርቲ ኣብ ትሕቲ ኮሚተ ትምህርቲ ዀይኑ: ንጊልዓድን ንቤት ትምህርቲ ኣባላት ኮሚተ ጨንፈርን ንቤት ትምህርቲ ገየሽቲ ሓለውትን ብሓላፍነት ይኣሊ።