እግረ ጽሑፍ a ዕላማ እቲ ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ ተዋሂቡ ዘሎ ሓበሬታ: ሕጊ ንምውጻእ ኣይኰነን። ኵነታትን ልምድን ካብ ዓዲ ናብ ዓዲ ከምኡውን ካብ ባህሊ ናብ ባህሊ ኣዝዩ ኸም ዚፈላለ ኸነስተብህለሉ ኣሎና።