እግረ ጽሑፍ
b እቲ ዘርኢ በቲ ኣብ ከባቢኡ ዘሎ ሃዋህው እናተጸልወ ናብ ብስለት ኪዓቢ ዘለዎ ባህርያት ከም ዜመልክት ኣብዛ መጽሔት እዚኣ ተገሊጹ ነይሩ። ይኹን እምበር: ኣብቲ የሱስ ዝመሰሎ ምሳሌ: እቲ ዘርኢ ናብ ሕማቕ ዘርኢ ወይ ሕማቕ ፍረ ኸም ዘይቅየር ከነስተብህለሉ ኣሎና። የግዳስ: ዓብዩ ብጹሕ እኽሊ እዩ ዚኸውን።—ኣብ ናይ 15 ሰነ 1980 ግምቢ ዘብዐኛ (እንግሊዝኛ): ኣብ ገጽ 17-19 ርአ።