እግረ ጽሑፍ c እታ በዛ ቓል እዚኣ ተተርጒማ ዘላ ናይ ግሪኽኛ ቓል: ኣብ ካልእ ኣብ ግብሪ ሃዋርያት 12:10 ጥራይ እያ እትርከብ፣ ኣብኣ ድማ ማዕጾ ሓጺን “ባዕሉ” ኸም እተኸፍተ ተገሊጹ ኣሎ።