ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት

እግረ ጽሑፍ

a ደም ናይ ሓደ ንመስዋእቲ ዚቐርብ እንስሳ እዩ ኼተዓርቕ ዚኽእል ነይሩ፣ እዚ ኸኣ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ከም ቅዱስ ገይርካ ይርአ ነበረ። (ዘሌዋውያን 17:11) ከምዚ ኺበሃል ከሎ ግን፡ እቲ ድኻታት ዜቕርብዎ ሓርጭ ዋጋ ኣይነበሮን ማለት ድዩ፧ ኣይፋሉን። የሆዋ ኣብዚ ኸምዚ ዝኣመሰለ መስዋእትታት ዚርአ መንፈስ ትሕትናን ፍቓደኛነትን ኣኽቢሩ ኸም ዚርእዮ ዜጠራጥር ኣይኰነን። ብተወሳኺ፡ ሓጢኣት ናይቲ ህዝቢ፡ እንተላይ ናይቶም ድኻታት፡ በቲ ኣብ ዓዓመት ኣብ መዓልቲ ምትዕራቕ ናብ ኣምላኽ ዚቐርብ ዝነበረ ደም ናይ እንስሳታት ይሽፈን ነበረ።—ዘሌዋውያን 16:29, 30።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ