እግረ ጽሑፍ a እቲ ኣብዚ ተጠቒሱ ዘሎ ኸረን ቀርሜሎስ፡ ነቲ ብሸነኽ ሰሜን ዚርከብ ህቡብ ከረን ዘይኰነስ፡ ነቲ ኣብ ጫፍ ደቡባዊ በረኻ ዚርከብ ቦታ እዩ ዜመልክት።