እግረ ጽሑፍ
b ዳዊት ነቶም ወነንቲ መሬትን መጓሰኦምን ምሕላው ንየሆዋ ኣምላኽ ከም ምግልጋል ገይሩ ይርእዮ ነይሩ ኪኸውን ይኽእል እዩ። ኣብቲ እዋን እቲ፡ ዘርኢ ኣብርሃምን ይስሃቅን ያእቆብን ኣብታ መሬት ኪነብሩ ዕላማ የሆዋ እዩ ነይሩ። በዚ ምኽንያት እዚ ድማ ነታ መሬት ካብ ወረርትን ጭፍራ ኸተርትን ምሕላው ከም ቅዱስ ኣገልግሎት ገይርካ ይርአ ነበረ።