እግረ ጽሑፍ
a እስራኤላውያን ካብ ግብጺ ምስ ወጹ፡ ናብታ ኣምላኽ ንኣብርሃም እተመባጽዓሉ ምድሪ ኸነኣን ኪኣትዉ ተዳልዮም ነበሩ። ኰይኑ ግን፡ እቶም ዓሰርተ ሰለይቲ ሕማቕ ወረ ምስ ኣምጽኡ፡ እቲ ህዝቢ ኣንጻር ሙሴ ኣጕረምረመ። ስለዚ፡ የሆዋ 40 ዓመት ኣብ በረኻ ኸም ዜሕልፉ ኣወጀ፣ እዚ ኸኣ እቲ ዓለወኛ ወለዶ ንኺመውት እኹል ግዜ እዩ ነይሩ።