እግረ ጽሑፍ
b ወለዲ ኣቕሊልካ ዘይርአ ሕማቕ ተግባር ዚገብሩ እንተ ዀይኖም፡ ብፍላይ ከኣ እዚ ቐጻሊ እንተ ዀይኑ፡ ብተግባሮም እውን ዘይንስሑ እንተ ዀይኖም፡ ምስ ስድራ ቤት ዚህሉ ርክብ ኣጸቢቑ ኺሕርፍፍን ድሩት ኪኸውንን ይኽእል እዩ።—1 ቈረንቶስ 5:11።