እግረ ጽሑፍ c ኣብ ገሊኡ መዳያት፡ ምስ ወለድኻ ወይ ምስ እንዳ ኣሕሙኻ ኽትላዘብ የድልየካ ይኸውን። ከምኡ ምግባር ኣድላዪ እንተ ዀይኑ፡ ብኣኽብሮትን ብልእመትን ኣዘራርቦም።—ምሳሌ 15:1፣ ኤፌሶን 4:2፣ ቈሎሴ 3:12።