እግረ ጽሑፍ a ብተመሳሳሊ፡ እቶም ቅቡኣት ብቐዳምነት “ማሕበር” ወይ ጉባኤ ተባሂሉ ይዝረበሎም እዩ። (እብ. 12:23) ይኹን እምበር፡ እታ “ማሕበር” ወይ ጉባኤ እትብል ቃል ካልእ ትርጕም ብምሓዝ፡ ተስፋኦም ብዘየገድስ ንዅሎም ክርስትያናት ከተመልክት ትኽእል እያ።—ናይ 15 ሚያዝያ 2007 ግምቢ ዘብዐኛ፡ ገጽ 21-23 ርአ።