እግረ ጽሑፍ a ታቦት ኪዳን፡ ብመሰረት እቲ የሆዋ ዝሃቦ መምርሕን ንድፍን እተሰርሐ ቕዱስ ሳጹን እዩ ነይሩ። ኣብ ጥንታዊ እስራኤል፡ ንህላወ የሆዋ የመልክት ነበረ።—ዘጸኣት 25:22።