እግረ ጽሑፍ b ሰቡ ንዝሞቶ ግብራዊ ሓገዝ ብዛዕባ ምሃብ ተወሳኺ ሓሳባት እንተ ደሊኻ፡ ኣብታ ብናይ የሆዋ መሰኻኽር እተሓትመት እተፍቅሮ ሰብ ምስ ዝመውት ዘርእስታ ብሮሹር፡ ኣብ ገጽ 20-25 ርአ።