እግረ ጽሑፍ
c እቲ ኣብ መጽሓፍ ዓመት ኤስ.ኣይ.ፒ.ኣር.ኣይ. 2009 ዚርከብ ጸብጻብ፡ በዞም ዚስዕቡ ሰባት እዩ ተጻሒፉ፦ ሻነን ኪል፡ ኣብ ኤስ.ኣይ.ፒ.ኣር.ኣይ. ገዲም ተመራማሪትን ሓላፊትን እቲ ኣብ ትሕቲ መደብ ምቍጽጻርን ምንካይን ኣጽዋር ዚርከብ ፕሮጀክት ኑክልየሳዊ ኣጽዋር፣ ቪታሊ ፈድቸንኮ፡ ኣብ ኤስ.ኣይ.ፒ.ኣር.ኣይ. ተመራማሪ መደብ ምቍጽጻርን ምንካይን ኣጽዋር፣ ሃንስ ክሪሰንሰን፡ ኣብ ፈደረሽን ኣመሪካውያን ተመራመርቲ ስነ-ፍልጠት፡ ዳይረክተር ፕሮጀክት ኑክልየሳዊ ሓበሬታ።