እግረ ጽሑፍ
a ናዝራውያን ኣልኮላዊ መስተ ኸይሰትዩን ጸጕሮም ከይቈርጹን ቃል ይኣትዉ ነበሩ። መብዛሕትኦም ሰባት፡ ንእተወሰነ እዋን ጥራይ እዮም ናዝራውያን ዝዀኑ ነይሮም፣ ከም ሲምሶንን ሳሙኤልን ዮሃንስ መጥምቕን ዝኣመሰሉ ግን፡ ምሉእ ህይወቶም እዮም ናዝራውያን ኰይኖም።