ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት

እግረ ጽሑፍ

b እቲ ቤተ መቕደስ፡ ብዕንጨይቲ እተሰርሐ ዓብዪ ድንኳን ኰይኑ፡ ቅርጹ ቕኑዕ ርቡዕ ኵርናዕ እዩ ነይሩ። ይኹን እምበር፡ ብቘራብቲ ተሃስ፡ ብዜደንቕ መገዲ ብእተጠልፈ ዓለባ፡ ብወርቅን ብብሩርን ብእተለበጠ ኣዝዩ ኽቡር ዕንጨይቲ፡ ከምኡውን ብኻልእ ከምኡ ዝኣመሰለ ብሉጽ ነገራት እዩ ተሰሪሑ። እቲ ቤተ መቕደስ፡ ቅኑዕ ርቡዕ ኵርናዕ ኣብ ዝቕርጹን መስዋእቲ ዚቐርበሉ ዜደንቕ መሰውኢ ኣብ ዘለዎን ኣጸድ እዩ ነይሩ። ድሕሪ ግዜ፡ ኣብ ጐድኒ እቲ ማሕደር፡ ካህናት ዚጥቀሙሉ ተወሳኺ ኽፍልታት ተሰሪሑ ኪኸውን ኣለዎ። ሳሙኤል ኣብዚ ኽፍልታት እዚ ይድቅስ ነይሩ ኪኸውን ይኽእል እዩ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ