እግረ ጽሑፍ a ዳዊት ካብ ዚመውት ዓሰርተ ዘመን ጸኒሑ፡ ብዙሓት መላእኽቲ ነቶም ኣብ ጥቓ ቤት-ልሄም ኣብ ዚርከብ ጐላጕል መጓሰኦም ዚሕልዉ ዝነበሩ ጓሶት፡ መሲሕ ከም እተወልደ ነገርዎም።—ሉቃ. 2:4, 8, 13, 14።