እግረ ጽሑፍ
e እቲ ዜገርም፡ መሰንገለ እንደገና ናይ ምሕዋይ ዓቕሚ ኸም ዘለዎ፡ ብዘመናዊ ስነ-ፍልጠት ሕክምና ተረጋጊጹ እዩ። ከም ካልኦት ዓይነት ኣዕጽምቲ ስለ ዘይኰነ፡ ሽፋን እቲ ንሓድሕዱ ዜራኽቦ ኣካሊት እንተ ዘይተጐዲኡ፡ እንደገና ኺዓቢ ይኽእል እዩ።